COVID-19 ክራይ ሓገዝ ቅሩብ እዩ
እንድሕር ክራይ ገዛ ክትከፍልሉ ዝግብኣኩም ግዜ ሓሊፉ ወይ ክትባረሩ ተቓሪብኩም ምስ እትህልዉ፡ እዞም ሰለስተ ኣማራጺታት ኣለውኹም።
- ሓገዝ ክራይ ገዛ። ከባብያውያን ውድባት ናይታ ክፍለ ሃገር ናይ ክራ ይገዛ ሓገዝ ይገብሩ ኣለዉ። ንስኹም ወይ ኣካራይኹም ነቲ ናይ ወረዳኹም ከባቢ ውድብ ብምውካስ ሓበሬታ ብዛዕባ ብኸመይ ከተመልክቱ ከም እትኽእሉ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።
ዝርዝር ወሃብቲ ሓገዝ ክራይ ገዛ፡ https://www.commerce.wa.gov/serving-communities/homelessness/eviction-rent-assistance-program/
እንድሕር ትሕቲ 25 ዝዕድሜኻ ተኻራዪ ኮይንካ፡ ንኣብ ከባቢኻ ዝርከብ ፕሮግራም ሓገዝ ክራይ ገዛ ንኣብ ምብራር ዝርከቡ መንእሰያትን ኮተቴታትን ተወከስ። ዝርዝር፡ https://www.commerce.wa.gov/serving-communities/homelessness/youth-and-young-adult-eviction-rent-assistance-program/ - ፕሮግራም ፍታሕ ካብ ገዛ ምብራር። ንስኹም ወይ ኣካራይኹም ነቲ ናይ ትነብርሉ ወረዳ ኣብ ዘሎ ከባቢ ናይ ጎነጽ መፍትሒ ማእከል ክትውከሱ ትኽእሉ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም። እዞም ማእከላት ናይ ካብ ገዛ ምብራር ዝምልከቱ ጉዳያት ክፈትሑ ይኽእሉ ኢዮም። ዝርዝር፡org/locations
- ሕጋዊ ፕሮግራም መሰል ጠበቓ። ደገፍ ህዝቢ ዝረኽቡ ወይ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ተኻረይቲ ኢዮም – ዓመታዊ ኣታዊ $25,760 ንውልቀ-ሰብ ወይ $53,000 ንስድራ-ቤት ኣርባዕተ ሰባት – ብነጻ ምስ ጠበቓ ክሰርሑ ይኽእሉ ኢዮም ኣብ ግዜ ጉዳይ ቤት-ፍርዲ ካብ ገዛ ምብራር። ነቲ ናይ ካብ ገዛ ምብራር መከላኸሊ መጻረዪ መስመር ደውሉ ብ 855-657-8387 ወይ ኣመልክቱ ብኢንተርነት ኣብ org/apply-online።
ዝያዳ ፈለጡ ካብ ናይ ክፍለ ሃገር ዋና ኣኽባሪ ሕጊ
Office of the Attorney General (ቤት-ጽሕፈት ዋና ኣኽባሪ ሕጊ) ተወሳኺ ሕጋዊን ፖሊሳውን ሓበሬታ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ይውስኽ ኣሎ ብዛዕባ እዞም ፕሮግራማትን ካልኦት ናይ ኣካራዪ-ተኻራዪ ጉዳያትን ኣብ atg.wa.gov/landlord-tenant.
ደውሉ ናብ 2-1-1 ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ሓገዝ ናይ ካልኦት ወጻኢታት
ናብwa211.org ብምብጻሕ ወይ ናብ 2-1-1 ብምድዋል ንሰባት ከም ናይ ፍልፍል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ቢል፣ ምግቢ፣ ብሮድባንድን ካልኦትን ንክኽፍሉ ዝሕግዞም ሓበሬታ ምስ ዝህቦም ሰብ ተዘራረብ።
Last Updated 2021-10
- ኣማርኛ (AM)
- العربية (AR)
- Chuuk (CHK)
- Duetch (DE)
- Español (ES)
- فارسی (FA)
- Français (FR)
- हिन्दी (HI)
- Lus Hmoob (HM)
- 日本語 (JP)
- ကညီ ကျိာ် (KAR)
- ខ្មែរ (KM)
- 한국어 (KO)
- ພາສາລາວ (LAO)
- Kajin Majōl (MH)
- Tu’un Savi (MX)
- မြန်မာစာ (MY)
- नेपाली (NE)
- Afaan Oromoo (OM)
- ਪੰਜਾਬੀ (PA)
- Português (PT)
- Limba română (RO)
- русский язык (RU)
- Gagana Samoa (SM)
- Af-Soomaali (SO)
- Kiswahili (SW)
- தமிழ் (TA)
- తెలుగు (TE)
- ภาษาไทย (TH)
- ትግርኛ (TI)
- Tagalog (TL)
- українська мова (UK)
- ارُدُو (UR)
- Tiếng Việt (VI)
- 简体中文 (ZHS)
- 繁體中文 (ZHT)